Player FM - Internet Radio Done Right
Checked 13h ago
Added eight years ago
Content provided by ድምጺ ኣመሪካ. All podcast content including episodes, graphics, and podcast descriptions are uploaded and provided directly by ድምጺ ኣመሪካ or their podcast platform partner. If you believe someone is using your copyrighted work without your permission, you can follow the process outlined here https://player.fm/legal.
Player FM - Podcast App
Go offline with the Player FM app!
Go offline with the Player FM app!
ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - Voice of America
Mark all (un)played …
Manage series 1451410
Content provided by ድምጺ ኣመሪካ. All podcast content including episodes, graphics, and podcast descriptions are uploaded and provided directly by ድምጺ ኣመሪካ or their podcast platform partner. If you believe someone is using your copyrighted work without your permission, you can follow the process outlined here https://player.fm/legal.
ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ጥቅምቲ 1,2021
…
continue reading
20 episodes

All episodes
×ዕ
ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - Voice of America

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ መስመር ጂቡቲ የመን፡መብዛሕትኦም ኢትዮጵያዊያንን ዝኾኑ 180 ሰባት ዝሓዛ ኣርባዕተ ጀላቡ ተሰዊረን ፕረ.ትራምፕ ምምሕዳሮም ምስ ሓማስ ልዝብ ምክያዱ ብምርግጋጽ ጅሆ ተታሒዞም ዘለው ክወጹ ናይ መወዳእታ መጠንቀቕታ ሂቦም ዕላል ምስ ኤርትራዊ ደራሲ ሰለሞን ድራር
ዕ
ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - Voice of America

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ዞባን ኣህጉራዊን ዜና ወሰኽ ግብሪ ጽልውኡ ኣብ ኣመሪካዊያን ነጋዶ መደብ ጥዕና ኣብ ጉዳይ ሕማም መንሽሮ ኣብ ህጻናት
ዕ
ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - Voice of America

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ዞባዊን ኣህጉራዊን ዜና ፕረ ትራምፕ ንኣባላት ቤት ምኽሪ ዘስምዕዎ መደረ መደብ ደቂ ኣንስትዮን ስድራቤት ትካል “ሕውየት” ከም ስሙ -- ኣብ ትግባር
ዕ
ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - Voice of America

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ልዕሊ ኣርባዕተ ሲቪል ማሕበራት ዝተነበረ ክልከላ ተላዒሉ ፕረ.ትራምፕ ንዩክሬን ዝወሃብ ሓገዝ ደው ክብል ኣዚዙ ፕረ.ትራምፕ ኣብ ልዕሊ ሜክሲኮን ካናዳን ሓድሽ ናይ 25 ምእታዊት ቐረጽ ኣንቢሮም
ዕ
ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - Voice of America

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ዞባዊን ኣህጉራዊ ዜና መበል 129 ዓመት ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ መደብ ስፖርት
ዕ
ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - Voice of America

ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ።

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ መግለጺ ሚ/ጉ/ወ ኢትዮጵያ ኣብ ዶብ ሩዋንዳን ሪ/ኮንጎ ዝነብሩ ብዛዕባ ህልው ኩነታት እንታይ ይብሉ?
ዕ
ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - Voice of America

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ቀ/ሚ ኣቢይ መቓዲሾ በጺሑ ተመሊሱ፡ ኣልሸባብ ተወንጫፍ ተኩሶም ባይቶ ጸጥታ ሕ/ሃ ኣብ ጉዳይ ሱዳን ዘለዎ ሻቕሎት ይገልጽ ሩስያ ኣብ ትሕቲ ምቁጽጻራ ዝርከቡ ግዝኣታት ዩክሬን ኣብ ልዝብ ከምዘይቀርቡ ትገልጽ “ዊነር ኪድስ” ዓቕሚ ንባብን ምህሮን ህጻናት ንምዕባይ ዝተዳለወ መደብ ኣብ ኤርትራ
ዕ
ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - Voice of America

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ጽባሕ ሓሙስ መቓዲሾ ክበጽሕ’ዩ ሳልሳይ መድረኽ ዙር ሩዋንዳ --ብራዲ ጊልሞር ተዓዊቱ፡ ካልኣይን ሳልሳይን ኤርትራውያን ኣትዮም ኮረዲዮ ልምዓት ኣዲስ ኣበባ፡ ንጉድኣት ኣካል ስራሕ የስእኖም ከምዘሎ ይግለፅ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ
ዕ
ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - Voice of America

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ወጥሪ ዶባት ኬንያን ኢትዮጵያን ይዓርግ፡ እለሻ ዝጠፍኡ ገፈፍቲ ዓሳ ይቕጽል ኣኽባሪ ሕጊ ዓለምለኸ ቤት ፍርዲ ናብ ዲ/ሪ/ኮንጎ ይበጽሑ ዩክሬን -- ወለንተኛታት ገና ቃልሶም ይቕጽሉ ሕልሚ ኣመሪካ — ስራሕን ዓወትን ኤርትራዊት ኣመሪካዊት ስድራ
ዕ
ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - Voice of America

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ኣብ መንጎ ኬንያዊያን ኢትዮጵያዊያን ገፈፍቲ ዓሳ ብዝተፈጥረ ግጭት ሃለዋት 22 ሰባት ከምዘይተፈልጠ ተገሊጹ ትንታነ - ቀርኒ ኣፍሪቃ ንሓድሽ ኲናት’ዶ ወይስ ካልእ ካርታ? መደብ ስፖርት
ዕ
ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - Voice of America

ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ።
ዕ
ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - Voice of America

ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ።
ዕ
ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - Voice of America

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ዞባዊን ኣህጉራዊን ዜና ኣብ መስጊድ ኣልነጃሺ ዝካየድ ዘሎ ህንጸት ኣብ ኣመሪካ ዝቃናዕ ዘሎ ኣኼባ ሲፓክ
Welcome to Player FM!
Player FM is scanning the web for high-quality podcasts for you to enjoy right now. It's the best podcast app and works on Android, iPhone, and the web. Signup to sync subscriptions across devices.